ትግርኛ / Tigrinya
ደውሉልና ኢኹም
ቴለ. 044 278 9999
ሰኑይ | 09:00 - 11:00 ቅ.ቀ. | 2:00 ድ.ቀ - 4:00 ድ.ቀ. |
ሰሉስ | 08፡30 - 11:00 ቅ.ቀ. | 4:00 ድ.ቀ - 6:00 ድ.ቀ. |
ረቡዕ | 09:00 - 11:00 ቅ.ቀ. | 2:00 ድ.ቀ - 4:00 ድ.ቀ. |
ሓሙስ | 09:00 - 11:00 ቅ.ቀ. | 2:00 ድ.ቀ - 4:00 ድ.ቀ. |
ዓርቢ | 09:00 - 11:00 ቅ.ቀ. | 2:00 ድ.ቀ - 4:00 ድ.ቀ. |
ካብቶ ሰዓታት ዝርርብ ብተሌፎን ወጻኢ፡ መልእኽቲ ክትገድፉልና ትኽእሉ።
ናብ ቤት-ጽሕፈትና ምጹና
ድሕሪ ስምምዕ ብተሌፎን
ኣካላዊ፣ ስነ-ኣእምሮኣዊ ወይ ጾታዊ ጐነጽ ብህሉው መጻምድኺ ወይ ብናይ ቀደም ዝነበረ መጻምድኺ ይወርደኪ ኣሎ ድዩ፧ ስነ-ኣእምሮኣዊ፣ ሕጋዊ ወይ ካልእ ሓገዝ እንተደሊኺ ርኸብና ኢኺ። ንሕና ብሞያውነት፣ ብነጻ ከምኡ’ውን ብምስጢራውነት ኢና ንመኽረክን ንሕግዘክን፣ ከምኡ’ውን ንዝተተንከፉ ቆልዑትኪ። ውሕስነትኪ ንዓና ኣገዳሲ እዩ። ምኽሪ ንኣዕሩኽን ኣዝማድን ከምኡ ድማ ንክኢላታትን ትካላትን እውን ንህብ ኢና። ንሕና ብኣውራጃ Zürich (ዙሪክ) ኣፍልጦ ዝተዋህበና ማእከል ምኽሪ ግዳያት ኢና።
ኣብ እዋን ህጹጽ ኩነታት
ብኽብረትኩም ብቚጽሪ 117 ጌርኩም ንፖሊስ ደውሉ ወይ ናብ Frauenhaus (መጽለሊ ደቀንስትዮ) ብ(044 350 04 04) ወይ ከኣ ናብ Dargebotene Hand (ቤት-ጽሕፈት ምኽሪ ቅልውላው) ብ143።
» አብ ፍትህን አብ ምፍልላይን ንዘለዋ ደቂ አንስትዮ ዝጠቅም ሓበሬታ (PDF)
» Informationen zu Trennung und Scheidung | Deutsche Übersetzung des obenstehenden Dokuments (PDF)